Previous Page  2 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 2 / 8 Next Page
Page Background

Page 2

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ኣብ ላዕሊ አንቀፅ፣ አላህ ብደንቢ ገሊፅልና እዩ፣ በመጀመሪያ

ቀልብና ናብ ባዕልና ብምስብሳብ ብዛዕባ አፈጣጥራና ክንሓሰብ አና፡፡

ወደ ሰብ ፍልይ ቅርፀ፣ ናይ ሰባት ዝተፈለለየ አረአዐያ፡፡ ቀልብና ክስዕ

ጀነት ይስሓብ፡፡ ናይ ቀትሪ እና ምሽት ምፍርራቅ፡፡ ሰማይ፣ ክዋክብት፣

መላእ ጠፈር. . .እና እዚ ኩሉ ብዘይ ምክንያት ከምዝየተፈጠረ

ይነግረና! ምክንያቱ ነየይ ሕድ ሕድ አሰራርሓ እንትሪኩ፣ አሰራርሐኡ

ብጣዕሚ ጥነቃቅ ዝተመላኦ እና ሓያል ምዃኑ ንግንዘብ፡፡ እና ዝኾነ

ብጣዕሚ ሓያልና ጠንቃቅ ዝኾነ ካበና አዕምሮ ብላዕሊ ካብ ዝንሓሰቦ

ብጣዕሚ ዝላዓለ ይኸነና፡፡

ንምሳሌ፣ ዓሰርተ እምነበረድ ወሲድኩም ካብ ሓደ ክሳብ

ዓሰርተ ቁፅሪ ሃብዊ፡፡ እና ኩሎም ዝተፈላለዩ ቀለማት እዮም፡፡ እና አብ

ቦርሳ ውሽጢ ኣእቲኩም ኣዘበራርቅዎ፡፡ ብምቅፅል፣ ዓይንኩም ዓመቱ፣

ናብቲ ቦርሳኩም በፂሕኩም “ብቅድም ተከተል፣ ቁፅሪ ሓደ እምነበረድ

አውፅኡ፣ ብምቅፃል ቁፅሪ ክልተ እምነበረድ አዉፅኡ፣ ብምቅፃል ቁፅሪ

ሰለስተ እምነበረድ አውፅኡ” ተትብሃሉ፣ እቶም እምነበረዳት ብቅድም

ተከተል ናይ ምውፃእ ዕድል ክንዳይ እዩ? ዕድሉ ክንዳይ ምዃን

ትፈልጥ’ዶ? ዕስራን ሽድሽተን ሚልዮን ን ሓደ! ስለዚ ድማ ብዓብይ

ፍንዳታ ምድርን ጀነትን ከም ዝተረኸቡ ነይርና ተትኒሪኦም ዕድሉ

ክንዳይ ይኸውን? ናይዚ ዕድል እንታይ ይኸውን?

ብጣዕሚ ዝኸበርኩም ዕድማ ተየ፡- ባዕልና ሓደ ተወሰኺ

ጥያቄ ክንጥይቅ የድልየና. . .ድልድይ ብዝረአና ግዜ፣ ሕንፃ ወይ ድማ

አውቶሞቢል ብዝረኣና ግዜ ወዲያውኑ ናብ አዕምሮ ዝመፅእ እቲ

ዝሰረሐ ሰብ ወይ ድማ ካምፓኒ እዩ:: አይሮፐላን ብዝረአና ግዜ፣

ሮኬት፣ ሳተላይት ወይድማ ብጣዕሚ ዓብይ መርከብ ብዝረኣና

ግዜ ክንዳይ ዝኣክል ዝደንቅ ምዃኑ ንሓሰብ፡፡ ናይ ኑዩክሌር ሓይሊ

መውፅኢ ናይ ጠፈር ምርምር ጣቢያ፣ ኩሉ ነገር ዝተማለአሉ ናይ

ዓለም አቀፍ አየር መንገድ፣ ከምኩ ድማ አብዚ ሀገር ዝርከቡ ካልኦት

ክንባታታት ትከላት ኣብ ዝንሪአሉ ሰዓት ብዘለዎ ናይ ምህንድስና

ዕብየት ብጣዕሚ ትግረሙ፡፡

ግን ድማ፣ እዚኣቶም ኩሎም ብሰብ እዲ ዝተስርሑ እዮም፡

፡ ብዛዕባ ዝተወሳሰበ እና ብዛዕባ ናይ ዳቂ ወዲ ሰብ አካል አወቃቀር

ስርዓትስ? ሐስብሉ! ብዛዕባ አዕምሮ ሐሰቡ - ከመይ ከም ዝሓስብ፣

ከመይ ከም ዝስርሕ፣ ከመይ ከም ዘፅንዕ፣ መረዳ እታ ከም ዝስብስብ፣

መረጋገፂ ከም ዘደልይ፣ ብሰከንድ ሓደ ሚልዮንኛ መረጋገፂ ዝፈልይ

እና ዝመድብ! አዕምሮ እዚ ኩሉ ብዘይ ምቁራዕ ይጉበር፡፡ ንንእሽተይ

ጊዜ ብዛዕባ አዕምሮ ሐሰቡ፡፡ እዚ አዕምሮ እዮ አውቶሞቢል ዝሰርሐ፣

ሮኬት፣ መርከብ፣ ጀልባ ካልአት ዝሰረሐ፡፡ ብዛዕባ አዕመሮ ሀሰቡና

አዕምሮን ስለ ዝስርሐም ሐሰቡ፡፡ ብዛዕባ ልቢ ሐሰቡ፡፡ ብዘይ

ምቁራፅን ስልሳ እና ንሰብዓ ዓመት ደሞ ብምርጫይ ዝነበር፡፡ አብ

መላእ አካል እንትቅበል እና እንረጭይ፡፡ እዚ እውን ፍፁም ዘይወርድ

ሂደት አብቲ ሰብ ዕድመ ልክው እንትቅፅል፡፡ ሐሰብሉ! ብዛዕባ

ኩላሊትም ሐሰቡ :- እንታይ ዓይነት ሰራሕ ይሰርሑ? ናይ ሰውነት

መፃረይ መሳሪሒ፣ በሚኢቲታት ዝኾኑ ናይ ኬሚካል ምርመራታት

ብሓደ ግዜ ዘከናውን፣ ከምኡ’ውን ናይ ዳምና መርዛማነት ዝቆፃፀር፡

፡ እዚ ኩሉ ብባዕሉ ዘከናውን፡፡ ብዛዕባ ዓይንኩምሕስቡ፡፡ ናይ ሰብ

ካሜራ ትኩረት ብባዕሉ ዝስተካከል፣ ዝትርጉም ዝግምግም፣ እና

ድማ ቀለም ብባዕሉ ዝክውን፡፡ ብርሃንንም ኾነ ርሕቀት ብተፈጥሮ

ዘስተካክል እና ዝቅበል፡- እዚ ኩሉ ብባዕሉ ዝፈፅም፡፡ ሕሰብዎ -

መን እዮ ፈጠርዎ? መን ዝተጠበበ? መን ዝኣቐደ? እና ድማ መን

መንከም ዘቆፃፀሮ? ደቂ ሰባት :- ብባዕሎም? አይኸውንን. . . ብፍፁም

አይኸውንን፡፡

ብዛዕባ እዚ ኹሉ ጠፈር እና ሁለንተናዊስ? ሕሰብዎ፡

፡ ምድሪ አብ ፀሓይ ውሽጢ ዘላ ሓንቲ ፐላኔት እያ፡፡ እና ናትና ናይ

ፀሓይ ምሕዋር ድማ አብ ሚልክ ዌይ ውሽጢ ዘሎ ሓደ ስርዓት እዮ፡

፡ እና ሚልክ ዌይ ድማ ዝበሉ በሚለዮን ዝቁፀሩ ጋላክሲታት አለው፡

፡ ስለዚ’ድማ ሐሰቡ፡፡ እናም ኩሉ ብስርዐት ስለምኾኑ፡፡ ኩሉ ፍፁም

ዝተአዘዘ እዩ፡፡ ሐድ ሕድሙ አይጋጨውን፡፡ ሓዲኡ ብሓዲኡም

አይፃላእን፡፡ ብዝተወስነሎም ምህዋር ውሽጢ ሓቢሮም ይሕምሱ፡፡ እዚ

ኩሉ እንቅስቃሴ ንክገብሩ ወዲ ሰብ ገይሮም ይኾኑ? ወይ ድማ እዚ ኩሉ

ፋፁም ትክክል ሂደት ወዲ ሰብ ዘካይዶ ይኾን? አይኸውንን፣ ሰብ ፍፁም

አይኻኣሎን፡፡

ብዛዕባ ውቅያኖስ ሐሰቡ፣ ብዛዕባ ዓሳ፣ ብዛዕባ ነፍሳት፣ ብዛዕባ

ኣዕዋፍ፣ ብዛዕባ እፅዋት፣ ብዛዕባ ባክቴሪያ፣ ብዛዕባ ኬሚካል ንጥረ

ነገራት ስለ ዘይተረኸቡ እና ፍፁም ብዝተወሳሰብ መሳሪሒ እናኳን

ክርከቡ ስለ ዘይክእሉ፡፡ ግን፣ ሐደ ሕድም ዝክተሉዎ ናይ ባዕሎም

ዝኾነ ሕጊ አለዎም፡፡ ኩሉ በሓድነት፣ ብምምጥጣን፣ ብምሰምዕማዕ፣

ብዝተፈለየ፣ በአሰራረሓ፣ በምስትክኸል፣ ብምትግባር እና ብብዙሐ ቁፅሪ

ይክውን:- ታዲያ እዚ ኩሉ ብአጋጣሚ ዝኾነ ድዮ? ከምኡ’ውን ድማ፣

እዚ ኩሉ ኩልግዜ በፍፁም ብዘይምውራድ ዝኾነ ብአጋጣሚ ድዮ?

ወይስ ባዕሎም እናተባዙሑና እናተስተካከሉ ዘለው ብአጋጣሚ ይኾን?

አይኮነን፣ በፍፁም ክኸውን አይክእልን፡፡

ከምዚ አሉ ንምሐሳብ ዓሻ ምኳን እና ካብ ትክክለኛ አተሓሳሰብ

ዝተፈለየ ምኳን እዮ፡፡ ክጅመር ብኸምዚ ዝመፀ ተትኾን እኳ፣ ካብ ወዲ

ሰብ አዕምሮ ንላዕሊ ምኳን የመላክተና፡፡ ኩላትናም ብኡ ንስማዕማዕ፡

፡ ነዚ ኩሉ ምሰጋናይ ክብሪ ዝግባእ ንዘልኣለም ሓያል ንዝኾነን አምላክ

እዮ፡፡ ኣምላክና እዚ ኩሉ ፈጢሩ፣ እዚ ኩሉ ንምክያድ ሓላፊነቱ ናቱ

እዮ፡፡ ስለ ዝኾነም፣ አምላክና ብፈላይ ምስጋናይ ክብሪ ዝግበኦ እዮ፡፡

ንሐድሐድኩም ሚኢቲ ቅርሺ ተትህበኩም፣ ብዘይ ምንም

ምክንያት፣ ናብዚ ስለ ዝመፃኩም፣ ተንኣሲ ተንኣሲ “የቀንየለይ” ትብሉ፡

፡ ይኹን እምባይ፣ ንዓይንና፣ ንኩላሊትና፣ ንአዕምሮና፣ ንነፍስና፣

ንትንፋስና፣ ንደቅና እንታይ ንብል? ስለ ዝኾነ እንታይ እሊና? መንሰ እዚ

ኩሉ ነይሩልና? ካብ ምስጋናን ካብ ኣድናቆት ንላዕሊሰ አይግቦኦን ነይሩ?

ናትኩም ምምላክ ኣፋልጦ ዝግብኦ ኣይነበሮን? ኣሐዋተይ እና ኣሓተይ፣

ናይዚ ህይወትና ዓላማና ትርጉሙ ብሓፂሩ እዚ እዮ፡፡

አላህም ብቁርዐን ከምዚ አሉ:

“ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ

አይፈጠርኩዎምን” (ቅዱስ ቁርዐን 51:56)

እዚ እዮ ናይ ዘልኣለም አምላክ ዝተናገሮ፡፡ ስለ ዝኾነ ናትና ናይ

ምንባረና ትርጉም ፈጣሪና ምፈለጥእና ንፈጣሪና አመስጋናይ ምኳን እዮ፡

፡ ፈጣሪና ንምምላክ፡፡ ባዕልና ንፈጣሪ ኣሐልፍና ምሃብ፣ ዘቀመጠልና

ትእዛዝ ምክባር፡፡ ብሓፂሩ ምምላክ ማለት እዩ፡፡ እዚ እዮ ናይ ህይወትና

ትርጉም፡፡ እና ምንም ንግበር ምንም ብአምልኮ ሂደት ምብልዕና፣