Previous Page  8 / 8
Information
Show Menu
Previous Page 8 / 8
Page Background

Page 8

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

፡ ብባዕልኩም ትፈረዱ፡፡

ስለዚ ባዕልኩም ጠይቁ፣ “ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ምስክር

ምኾን አለኒ?” እዚ ጥያቄ ባዕልኩም እንትጥይቁ፣ መልስኩም፣ “እወ፣

ምስክር እየ” ዝብል ምኾን አለዎ፡፡ ብምቅፃል እዚ ጥያቄ ባዕልኩም ጠይቁ፡

፡ መሐመድ ናይ ሓያሉ አምላክ መልዕክተኛ ከም ዝኾነ ምስክር ምኳን

አለኒ? “እወ፣ ምስክር ይኾን” ነዚ ምስክር ተኾይንኩም ሙስሊም አኩም፡፡

እና ዝነበርክምዎ ምልዋጥ አይህልወኩምን፡፡ ብንእሽተይ ካብ ዝነበርክምዎ

አኳያ፣ በአተሓሳስባኩምና ብተግባርኩም ምስትክክል ብቻ እዩ ዘልኩም፡፡

ኣብ መውዳእዕም፣ ቀጥ ዝበለ እና ግልፂ ጥያቄ ክጥለይቀኩም፡፡

ይዛረቦ ዘለኩ ተረድኢኩምኒ? ብዝተናገርክዎ ነገር ተትስማዕሚዕኩም ናብ

እስልምና ንምእታው ተትዘጋጂኩም፣ ሙስሊም ንምኳን ድልው ዲኩም፡፡

ሙስሊም ንምኳን፣ ብመጀመሪያ ሻህዳን “ናይ እምነት ምስክር” ምምስካር

ይህልወኩም፤ እሱውን ብ አምላክ ሓደነት ምእማን እና መሐመድንም ናይ

አምላክ መልዕክተኛ ገይሩ ምቅባል እዩ፡፡

La ilaha illa-Allah, muhammad rasullulah

ላ ኢላህ ኢላ አላህ፣ መሀመድ ረሱሉላህ

ብዘይካ አምላክ ካልእ አምላክ የለን፣ እና መሐመድ ናይ አምላክ

መልዕክተኛ እዩ፡፡

ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ምስክር ይኾን፡፡

መሐመድ ናይ አላህ መልዕክተኛ ከም ዝኾነ ምስክር ይኾን፡፡

እዚ ዝክተል ቪዲዮ(ምስሊ) ይርኣዩ፡፡

http://www.islamicbulletin.org/purpose/shahada/sh_tigrinya.mp4

አላህ ይባርከና፡፡ አላህ ይምሓረና፡፡ ሙስሊም ንዘይከንኩም ናይዚ ፁሑፍ

አንባበታት ክናገር ዝደልዩ - - ንባዕልትኩም ብጣዕሚ ተአመንቲ ክትኾኑ

እዩ፡፡ ስለ ዘንበብክምዎ ነገር ሐሰቡ፡፡ እዚ መረጃ ውሰድ እና ብደንቢ

አብላዕልዕዎ፡፡ ምስ ሙስሊም ከፍ አልኩም ብዛዕባ እስልምና ፅባቐ

ብዘበለፀ ንክገልፅልኩም ግበሩ፡፡ ናብ ቀፃሊ ደረጃም ተሻገሩ!

እስልምና ንምቅባል እና ሙስሊም ንምኳን እንትዘጋጀዩ፣ ብይፋዊ

ሙስሊም ቅድሚ ምኳንኩም ተሓፀቡ፡፡ እስልምናን ተቀበሉ፡፡ ብዛዕባ

እስላም ፈለጡ፡፡ እስልምና ተግብርዎ፡፡ እና አላህ ካብ ዘቀረበለኩም

ሽልማት ብደስታ ተካፈሉ፣ ምክንያቱ እምነት ከም ቀላል እትወሰድዎ

ነገር አይኮነን፡፡ ብተግባር ተዘይኣውዓልክምዎ፣ ጣዕሙ ትስእንዎ፡፡ አላህ

ይምርሓና፡፡ አላህ ይሓግዘና፡፡ እና በዚ አጋጣሚ እዚ ንግግር ንከስምዕ

ብምክኣለይ ክብሪ ይሰማዓኒ፡፡

Assalamu Alaikum wa rahmatullahi wa barakatuh

አሰላሙ አሊኩም ወ ረመቱላሂ ወ በረካቱ

“ሰላም ምስኳ ይኩን ከምኡ’ውን ናይ አላህ ምሕረትና በረከት”

ሙስሊም ንምኳን ተደሊኩም ብዛዕባ እስልምና ተወሳኪ መረጃ

ተደለኩም፣ በይዛኹም ብ

info@islamicbulletin.com

ውሽጢ ኢሜይል

ግበሩልና

ወይ ድማ እዚ ድረ ገፅ ይጎብኑዩ

www.islamicbulletin.org