Previous Page  6 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 6 / 8 Next Page
Page Background

Page 6

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ደም ገይረና ፈጠርና”

“ሰብ ካብ ዝረገአ ደም ብዝፈጠሮ (ጌታህ ሽም)::” (96:2)

ነብዩ መሀመድ ጥንሲ ዘፈጥርኣ ኣብ ኣደ ማሕፀን ግድግዳ ውሽጢ ዝረገአ

ደም ብምንጥልጣል ከም ዝኾነ ከመይ ፈሊጡ? ቴሌስኮፕ ነይርዎ? ኤክስ

ሬይ መርኣይ ነይርዎ? እዚ ነገር ዝተፈለጠ ቅድሚ አርባዓን ሽውዓትን

ዓመታት ብቻ ኮይኑ እንተሎ፣ ከመይ እዚ ፈልጠት ክፈልፕ ከኢሉ፡፡

ብኸምዚ ድማ፣ ውቅያኖሳት ብጨውማና በንፁህ ማይ ማእከል ዘሎ

ፍለለይ ዝገብር ግድብ ምህላይስ ከመይ ክፍለጥ ከኢሉ?

“እሱም እቲ ክሊትኡ ባሓሪታት ጉርትብና ዝለቀቀ እዩ እዚ ፃምእ ዝርቆፅ

ጥዑም እዩ እዚም ዝረግእ ጨው እዩ ብማእከሎም (ካብ ምትሕውዋስ)

መፍላለይ እና ዝተከልከለ ክልል ዝነበረ እዩ፡፡” (ቅዱስ ቁርዐን 25:53)

ከመይ እዚ ፈሊጡ?

“እሱም እቲ ክሊትኡ ባሓሪታት ጉርትብና ዝለቀቀ እዩ እዚ ፃምእ ዝርቆፅ

ጥዑም እዩ እዚም ዝረግእ ጨው እዩ ብማእከሎም (ካብ ምትሕውዋስ)

መፍላለይ እና ዝተከልከለ ክልል ዝነበረ እዩ፡፡” (ቅዱስ ቁርዐን 25:53)

ፀሓይ፣ ወርሒና ካልአት ፐላኔታትም ብዝተኣዘዘሎም ምሕዋር

ውሽጢ ከም ዝሕመሱ ከመይ ክፍለጥ ክኢሉ? ከመይ አዚ ፈለጡ? ከምዚ

ተመሳሳሊ ነገራት ከመይ ክፍለጥ ክኢሉ? እዚኣቶም ነገራት ዝተረከቡ

ቅድሚ ዕስራን ሓሙሽተን ወይ ድማ ቅድሚ ሰላስ ዓመት እዩ፡፡ እዚኣቶም

ነገራ ኸዚ ኣብ ቐረባ ጊዜ እዩም ዝተረከቡ፣ ቴክኖሎጂ እና ሳይንስ ብኸምዚ

ድማ ዝተወሳሰቡ ናይ ምያ ጥበባት አብ ቐረባ ጊዜ እዮም ዝተረኸቡ፡

፡ ቅድሚ 1500 ዓመት ዝነበረ ዘይተማሃረ፣ ብበረኻ ዝነበየ፣ ምንባብ እና

ምፅሐፍ ዘይክእል በጊዕ ሓላዊ መሀመድ(ሰ.በ.ላ.ይ) ከመይ እዚ ዝመሰል

ነገር ክፍለጥ ክኢሉ? እዚ ዝመሰል ነገር ከመይ ይፍለጥ ይክኢሉ? እና

ካልእ ምስኡ ዝነበረ፣ ደሓር ወይ ድማ ቅድሚ ኸዚ ከመይ አብ ቐረባ እዋን

ዝተረከበ ነገር ክፋጥር ይክእል፡፡ እዚ ዘይክኣለእዩ፡፡ ከመይ ካብ ዓረባዊይን

ምድሪ ዘይወፀ፣ መርከብ ውሽጢ እንኳን ተሳፋሩ ዘይፈለጥ ሰብ ቅድሚ

1500 ዓመት ዝነበረ _ ከመይ ከዚ አብ ቐረባ እዋን መበል ዕሲራ ማኢተ

ክፍለ ዘመን ፈረቐ ዝተረከበ ነገር፣ እዚ ብዝመሰለ መደነቂ እና ግልፂ

ብዝኾነ አገላለፃ ምግባር ይካኣሎ?

ብተወሳኺም፣ እዚ እኩሉ ተዘይከይኑ፣ ቁርዐን ሚኢቲን ዓሰርተ

ኣርባዕተን ምዕራፋት፣ ካብ ሽድሽተ ሽሕ ንላዕሊ አንቀፃት ከም ዘለዎ

ተትሕብረል ኩመሰ፡፡ እና እዚኣቶም ኩሎም ምስትዋስ ይክእሉ ዝነበሩ

ብሚኢቲታት ዝቁፀሩ ሰባት ብነብይ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ጊዜ ነይሮም፡፡ እዚ

ከመይ ክኮን ከኢሉ? እዚ ዝተፈለይ ናይ አዕምሮ ብስለት ባዐልገዛ ይኾን?

ወንጌልን ብምልኡ ምስትዋስ ዝክእል አሎ - ሓድስ እኳ? ቶራህን ምስትዋስ

ዝክእል ሰብ አሎ፣ መዝሙረ ዳዊት በሉይ ኪዳንና አዲስ ኪዳንን? ማንም

እዚ ከገብር አይካኣለን፡፡ ጳጳሱም እንተኾን፡፡

ግን አብዚ ኸዚ ግዜ እዚ መፅሓፍ ብሙሉኡ አካሉ ምስትዋስ

ዝከእሉ ብሚልዮን ዝኾኑ ሙስሊማት አለው፡፡ እዚም ናይ ኩሎም

ሙስሊማት ምኞት እዩ፡፡ ናይ ዝተወሰኑ አይኮነን _ ናይ ኩሎም እምበይ!

ኣብ ህይወትኩም አጋጣሚ ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ ምስትዋስ ዝክእሉ

ክንዳይ ክርስቲያናት አጋጠምኩም? ምንም፡፡ ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ

ምስትዋ ዝክእል ዋላ ሓደ እንኳን ክርስትያን አይረከብኩምን፣ ምክንያቱ

ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ እንኳን እንታይ ከም ዝኾነ ዝፈለጥ ክርስቲያን

ረኪብኩም ስለ ዘይትፈልጡ እዩ፡፡ ንምንታይ እዚ ኾይኑ? ምክንያቱ፣

መፅሓፍ ቅዱስ ካብ ሽውዓተ ሚኢቲ ንላዕሊክፍልታት ዝለዎም፣ ናብ

ሰላሰን ትሽዓንተን ዘኾኑ ዝተፈላለዩ ናይ መፅሓፍ ቅዱስ ቀጂታት ዘለዎም

- ካብ ዝተፈላለዩ መፅሓፋቲና ካብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስለ ዝኾነ እዩ፡፡

ዝፈላለዩ አንቀፃት እና ምዕራፋት ስለ ዘለዎም፡፡ ስለ ዘይስማዕምዑ፣ ስለዚ

ዘይስማዕምዕሉ ነገር እንኳን ከመይ ከስታውስዎም ይክእሉ፡፡

እዚ ብዛዕባ ቀርዐን ንእሽተይ ሓቂ እዩ፡፡ ቁርዐን ኣብ ዝሓለፍ

ዓስረተ ሓሙሽተ ክፈለ ዘመናት ብዓለም ዓቀፍ ደረጃ ንእሽተይ እንኳን

ለውጢ ዘይተገበረሉ ተሓሊው ዘሎ እዩ፡፡ እዚም ከም ምውቃስ

ይዛረብለኩ አይኾነን፡፡ ኣነ ክርስቲያን ዝነበረኩ ሰብ እየ፡፡ እዚአቶም

ነገራት ብባዕላይ ዝጠለቐ ምርመራ ዝረከብኩዎም ሰብ እየ፡፡ እዚም

መረጃ ንዓካትኩም ብምክፋል እትር እይሉ መንገዲ እምን ብምፋንቃል

ባዕልከትኩም ክትዕዘብዎ ዘገብር ሰብ እየ፡፡ እና ፍረዱ ነዓኳትኩም እዩ!

እስቲ ስቅ አልኩም እዚ ኩሉ ሓቂ ከም ዘኾነ ሕስቡ፡፡ እዚ

መፅሓፍ ብሓቂም ዓብይ ከም ዝኾነ ትስማዕምዑ? እንተነኣሰ እንኳን

ፈልዩ ምኳኑስ? እዚ ዝአክልስ ሓቂ ትኾኑ? ብሓቂም ትኾኑ፣ ብውሸጥኩም

ሓቀኝነት እንተሃልይኩም ናፍቲ ድምዳሜ ትመፁ፡፡ መብዛሕቲኦም

ሙስሊም ዘይኾኑ ናብዚ ድምዳሜ መፂኦም፡፡ ንምሳሌ ዝተወሰኑ

ንምጥቃስ ዝኣክል ቤንጃሚን ፈራንክሊን፣ ቶማስ ጀፈርሰን፣ ናፖሊዮን

ቦናፓርቴና ዊንስተን ቸርችል ይጥቀሱ፡፡ ካልአት ብዙሓት ምውሳክ

ይክእል፡፡ ናብ ተመሳሳሊ ድምዳሜ መፂኦም፡፡ ብግልፂ እስልምናን

ተቀበሉ ወይ ድማ አይትቀበሉ፡፡ ናፋቲ ድምዳሜ በፂሐም _ ብስነ ፅሁፍ

ውሽጢ ከም ቁረዐን ዓብይ ዝኮነ መፅሐፍ የለን፣ ናይ ብልሐት ምንጪ እና

ናይ ምድሓን መንገዲ፡፡