Previous Page  7 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 7 / 8 Next Page
Page Background

Page 7

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ከዚ ብዛዕባ ቁርዐን ሓቀኝነት አበራርሂረህና፣ ስለዚ

ናብ ካልእ ጉዳይ ንእቶ፣ ናይ ቁርዐን ርእሲ ጉዳያት፡፡ ናይ ሓዲኡ

ላእላዋይነት እና ናይ ሓያሉ አምላክነት፣ ሽሙ፣ ባህሪኡ፣ ናይ ሓያሉ

አምላክ እና ናይ ፍጥረጣቱ ርክክብ፣ እና ወዲ ሰብ ከመይ እዚ ርክብ

ከካይድ አለዎም ዝብሉ የካትት፡፡ ናይ ንቢያት እና መልእክተኛታት

መደምደምታ ዝኾን መሀመድ(ሰ.በ.ላ.ይ) ምክታል፡፡ ደቂ ሰባትን

ናይዚ ዓለም ሓፂርነት ምስትውዓል እን ካብዚ ህይወት ድሕሪት

ዘለአለማዊ ዝኾነ ህይወት ክደልዩ ምፅዋዕ፡፡ ካብዚ ህይወት ንድሕሪት

ማለት ድሕሪ እዚ፡፡ድሕሪ እዚ እዚ ቦታ ትገድፍ እና ናብ ዝኾነ ቦታ

ትኸድ፤ እዚ ማለት ሎማዓንቲ አይኾነን፡፡ ግን ምስ ምትኩም መሬት

እንትለቁ፣ ናብ ዝኾነ ቦታ ትኸድ፣ ተቀቢልክምዎም ወይ ድማ እንተይ

ፈለጥኩም ናፈቲ ትኸድ፣ እና ሓላፍነት አለኩም፣ ምክንያቱ ተነጊርኩም

እዩ _ ተዘይሰማዕክምዎ እንኳን፡፡ ምክንያቱ ናይ ህይወትና ዓላማ

አብዚ ብዘይ ምንም ውፂኢት ምቅማጥ አይኮነን፡፡ ሕድ ሕድ መንስኤ

ውፂኦት አለዎ! ናብዚ ህይወትም ዝመፃኩምሉ መንስኤ ወይ ድማ

ምክንያት አለኩም፣ እሱ ድማ ውፂኦት ይህለዎ፡፡ ዝኾነ ውፂኦት ከም

ዘለዎ የጠንቅቀካ! ናብ ትምህርቲ ቤት ንምውዓል ብቻ አይትኸደን!

ንዘይትከፍሎ ስራሕ አይትኸደን! ዘይትነብሩሉ ገዛ አይትሰርሑን!

ዘይትክደንዎ ሙሉእ ሱፍ ክዳን አየተሰፋዩን! ከም ህፃን ተይዓበኩም

ዓብይ ሰብ አይትኾኑን! ሽልማት ንዘይብሉ ስራሕ አይትሰርሑን!

ሞት ተየስታወስኩም ክትነብሩ አይትክእሉን! መቃብርኩም

ተይተፀበኩም አይትሞተን! እና ቀብርኩም ናይ መወዳእታኹም

ከም ዝኾነ አይትፀበዩ፡፡ ምክንያቱ ከምኡ ተትኮን ነይሩ አምላክ

ንዓካትኩም ዝፈጠረኩም ንዘይረብሕ ምክንያት ነይሩ ማለት እዩ፡፡

እና ትምህርት ቤት ኣደምኸድኩምን፣ አይምስራሕኩምን፣ ወይ ድማ

ምንም አይምገበርኩምን ወይ ድማ ሰበይቲ አይምመረፅኩምን ወይ

ድማ ነዘይረብሕ ህይወት ንደቅኩም ሽም አይምመረፅኩምን፡፡ ከመይ

ንኣምላክ ንባዕሉኩም ካብ ትሓሰብዎ ዝተሓተ ሓሲብኩም?

ናይ ምክንያታውየንና ክእለትና ንምአማን ናይ አተሓሰሰባና

ጫፍ ንምሓዝ፣ ቁርዐን ብውቅያኖስና ብቐላያት፣ ብባህርዛፋትና

ብእፅዋት፣ ብአዕዋፍና ብነፍሳት፣ ብጫካ እና በናይ ገዛ እንሰሳት፣

ብተራራ፣ በሸለቆ ብጀነት ምስፋሕ ናይ ሰማይ አካላትና ሁለንተናዊ፣

ዓሳና ናይ ማይ ውሽጢ አካላት፣ ናይ ሰብ አወቃቅርና ስነ-ሳይንስ፣

ናይ ሰብ ስልጣኔና ታሪክ፣ ናይ ገነት አገላልፃ እና ናይ ገሀነም አገላልፃ፣

ናይ ወዲ ሰብ ንሲ ምድንጋይ ለውጢ፣ ናይ ኩሎም ነቢያት እና

መልዕክተኛታት ተልዕኮ፣ እና ናይ ምድሪ ህይወት ትርጉም፡፡ እና

ከመይ በረኻ ውሽጢ እንተይማሃረ እና ምንባብ ዘይክእል በጊዕ ሓላዊ

ከይኑ ዝዓበየ ብዛዕባ ዘይረአዬ ነገር ከምዚ ዝበለ መብራህሪሂ ምሃብ

ይክእል?

ቁረዐን ካብ ኩሎም ፈልይ ዝገበሮ፣ ቀደም ኢሎም ዝተፃሓፈ

ፅሑፋት አረጋገፀዶ እና፣ ናይ እስልምና ሀይማኖት ድሕሪ ምርምር

ማርኩም፣ ሙስሊም ንምኳን ክትወሰኑ አለኩም፣ ሀይማኖትኩም

ከም ዝለወጥኩም ክስምዐኩም አይግባእን! ሀይማኖትኩም

ትልወጡም አይከንኩምን . . . ሪኢኩም፣ ንእሽተይ ክብደት

ተቀኒስኩም፣ 500 ቅርሺ ዝገባእክምዎ ሱፍ አይትውርውርያን . .

ብርግፅም አይትገብረዎን! ናብ ክዳን ዝሰፋይ ወሰዲኩም “በጃካ እዚ

ሱፍ ስለ ዝፈትዎ፣ ንእሽተይ አፅብበለይ ትበልዎ፡፡” በተመሳሰሊ፣

ብእምነትኩም፣ ብክብርኩም፣ ብምግባርኩም፣ ንእየሱስ ክርስቶስ

ፍቅርኩም፣ ምስ አምላክ ዘለኩም ርክብ፤ ብአምልኮትኩም፣

ብሓቀነትኩም፣ ንሓያሉ አምላክ ዘለኩም ተኣማኒነት - ብኸምዚ

እንትልውጥዎ እና እትድርብይዎ አይኮነን! ትነብረሉ! ግን፣ ሓቂነቱ

አብ ዝተገለፀለኩም ጊዜ ግን ለውጢ ትገብሩ! በቃ እዚ እዩ!

እስልምና ቀላል እዩ፣ ብዘይካ ሓያሉ አምላክ ካልእ ዝመለክ

ነገር ከም ዘየለ ምስክር ምኳን፡፡ አበኩም፣ አበኩም ምኳኑ ምስክር

ክትኮኑ ተትጥይቀኩም፣ ክንደይኩም “እወ አበይ፣ አበይ እዩ፣ ወደይ፣

ወደይ እዩ፣ ሰበይተይ፣ ሰበይተይ አያ፣ ኣነ፣ ዓርሰይ እዩ” ትበሉ፡፡ስለዚ

ከመይ ሓያሉ አምላክ ሓዲኡ እና በይኑ ሓያሉ አምላክ ምኳኑ፣ ሓያሉ

አምላክ ጌታኩም እና ፈጠሪኩም ምኾኑ ምስክር ንምኳን ትድንጉይ?

ንምንታይ እዚ ንምግባሪ ነውጠኛ ከይትኩም? ኩርዓተኛ ትኾኑ

አለኩም አኩም? ንስካትኩም አምላክ ምግባር ዘይክእሎ ነገር ምግባር

ትክእሉ? ወይ ድማ፣ ብኸምዚ ትደናገሩ አኩም? እዚ ባዕልትኩም

ክትጥይቅዎ ዘለኩም ጥያቄ እዩ፡፡

ነገራት ብቅጥተኛ ንቅሓት ህሊናኩም ምቅማጥ እትከልዎ

ዕድል ተተጋጥመኩም፣ ነገራት ምስ አምላክ ብምኳን ብዘይምውልዋል

ብቀጥተኛ መንገዲ ተተቅምጡ፣ ከምኡ ትገብሩ? አምላክ ዝሰራሕክምዎ

ፅቡቅ ሰራሕ ንክቅበለኩም ምግባር እትክእልዎ ዕድል ተተጋጥመኩም፣

ምግባር ትክእሉ? እዚ ነገር ቅድሚ ምማትኩም ናይ ምግባር ዕድል

ተተጋጥመኩምና፣ ሎማዓንቲ ክትመቱ ተትመሰለኩም፣ ሓደ አምላክ

ብቻ ምንባሩ ምስክር ንምኳን ትድንጉይ ኢኩም? ሎማዓንቲ ክትምቱ

ተትመሰለኩም እና ኣብ ቅድሜኩም ገነት አብ ድሕሬኩም ድማ ገሃነም

ተትኾን፣ መሐመድ ናይ መጨረሻ ናይ አምላክ መልዕክተኛ እና ናይ

ነብያት ተወካሊ ምኳኑ ንምምስክር ትድንጉዩ? ሽምኩም ንአምላክ

ተገዛአቲ ዝኾነ ብዝታፃሓፈ መፅሐፍ ንክፃሓፈልኩም ምእንቲ ንምእማን

እትድንጉይ አይምኮንኩምን!

ግን፣ ንእሽተይ ዕድመ እትፀንሑ ይመሰለኩም፡፡ እና፣ ማዓልቲ

ብማዓልቲ ንምፅላይ ድልው አይኮምኩምን! ምክንያቱ ዕድሜኩም

ዝፀንሕ ከም ዝኾነ ትሓሰቡ፡፡ ግን “ንእሽተይ ምፅናሐ” ክንዳይ ዝኣከል

እዩ? ቅድሚ ክንደይ ግዜ እዩ ነይሩ ባዕልኩም ብሙሉእ ፀጉሪ ተሸፈኑ

ዝነበረ? ቅድሚ ክንዳይ ግዜ እዩ ነይሩ ፀጉርኩም ብሙሉእ ፀሊም

ዝነበረ? ኣብ ካልኣት በታታት ሕማምና ስቃይ እንትገጠም ኩምስ?

ቅድሚ ክንዳይ ግዜ እዩ ነይሩ ህፃን ከይኑኩም ብዙይ ምን ሐሳብ

ክትጎይ እና ክትጫወቱ ዝነበረኩም? ቅድሚ ክንዳይ ጊዜ ነይሩ? ትማሊ

ነይሩ! እወ’ደ፡፡ እና ፅባሕ መውቲ ኢኩም፡፡ ስለዚ ክንዳይ ዝኣከል ጊዜ

ኢኩም እትፅበዩ

እስላም ሓያሉ አምላክ፣ ብዘይ ምንም ደጋፈ፣ በይኑ አምላክ

ከም ዝኾነ ዝምስክር እዩ፡፡ እስላም ንነብያት ራዕይ ክገልፁ ምእንቲ

ዝተላኣኩ መላዕክቲ ህልውና ዘረጋግፅ እዩ፡፡ ንነብያት መልዕክቲ

ዘብፅሑ እዩም፡፡ ነፋ፣ ተራሮች፣ ውቅያኖሳት፣ ዝቆፃፀሩ እና አምላክ

ንክምት ዝኣዘዘ ነብሲ ዝወሰድ እዩም፡፡ እስላም ኩሎም ናይ ሓያሉ

አምላክ መልክተኛታት እና ነብያታት ትክክለኛ ሰባት ከም ዝኾኑ

ዘረጋግፅ እዩ፡፡ ዝተላኣኩ ኩሎም ብሓያሉ አምላክ አማካይነት

ንፍጥረታት ኩሉ ናይ መወዳእታ ቁርፂ መዓልቲ ንምርግጋፅ ዝመፁ

እዩም፡፡ እስላም ሕማቕን ፅቡቕን ዝመጣጥኖ ሓያሉ አምላክ ከም ዝኾነ

የረጋግፅ፡፡ አብ መወዳእታም፣ እስላም ድሕሪ ሞት ትንሳኤ ከም ዘሎ

የረጋግፅ፡፡

እስላም ከም ዓብይ ገዛ እዩ፡፡ እና ኩሉ ገዛ ብመሰረት እና

ብምሶሶ ተደጊፈ ክስራሕ አለዎ፡፡ ምስስ እና መሰረቱ፡፡ እና ገዛም

ክትሃንፁ ብትእዛዝ እዩ፡፡ ምስስታት ትእዛዛት እዩም! እና ገዛኩም

እንትሃንፁ፣ ትእዛዛቱን ክትክተሉ አለኩም፡፡

ናይ ሕድ ሕድ ሙስሊም መሰረታዊ ግዴታ ቀለሊ እና ብ

5 ቀለሊ ትዕዛዛት ዝጠቃለሉ እዮም፣ እዚኣቶም ሓሙሽተ ምስስታት

ዝበሃሉ፡ እምነት፣ አምልኮ፣ ፆም፣ ምዝካር እና ሀጂ ምግባር እዩም፡፡

ብእስልምና ብጣዕሚ አድለይ ሕጊ ናይ ፈጣሪ ሓደነት እና

ነፀላነት ምቅዳም እዩ፡፡ እዚ ማለት፣ ደጋፊ ዘይብሉ አምላክ ብቻ፡

፡ ብጀካ አምላክ ምንም ነገር ዘይምምላክ፡፡ ምዕመናን አምላክን

ብዘይ ምንም ቐሺ ወይ ድማ ቅዱሳት ምምላድ ብቀጥታ ዘምልከዎ፡፡

አምላክ ማለት ዘይብልኩም ነገር ዘይምበል፡፡ “ ኣበ፣ ወዲ ተባዕታይ፣

ጋል እንስተይቲ፣ ኣደ፣ ኣከ፣ ሕት’ኖ፣ ተኣመንቲ ሰባት አለዎም”

ዘይምብሃል፡፡ አምላክ ማለት ዘይብለኩም ነገር ዘይብለኩም ነገር

ዘይምባል፡፡ ባዕልኩም ምስክር እንትገብሩ፣ ብባዕልኩም ትፈረዱ፡

፡ ዝደለክምዎ ፍርዲ ትወስድ፡፡ ሰላም እና ገነት ትፈርዱ ወይ ድማ

ባዕልኩም ምድነጋረ፣ ተስፋ ምቁረፅ፣ ንገሃነም ሓዊና ንቅፅዓት ትፈርዱ፡