Previous Page  3 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 3 / 8 Next Page
Page Background

Page 3

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ምሰታይና፣ ምክዳና፣ ምሰራሕና፣ ብህይወት ዝለና ሓጎሰ እና ብሞት ያለ .

. ኩሉ ተከታታሊ ውፀኢት እዩ፡፡ ኩላትና ክንምልኮ ምእንቲ ተፈጢርና:-

እዚ እዩ ናይ ህይወትና ትርጉም፡፡ ናይ ሳይንስ ናይ ተንታኒ ሰብ ተትኾነ

እንኳን በዚ ናይ ምንባርና ትርጉምና ከም ዝስማዕማዕ ይኣምን፡፡ አጋጣሚ

ዝኾነ ዝተሰወረ ትርጉም ብውሽጡ ክህሉ ይክእል፣ ግን እዚ ዝኾነ

ብባዕሎም እና ብዘልኣለም አምላክ ማእኸል ከሰማዕምዕዎ ብቻ እዩ፡፡

ኸዚ ናብ ካልኣይ ርእሲ ንእቶ፡፡ ብዛዕባ እስላም እንታይ ትፈልጥ?

ብዙዕባ እስላም ዝስማዕካዬ አይኮነን፡፡ ዝረኣኸዬ ናይ ሙስሊማት

ድርጋታት አይኾነን፡፡ ምክንያቱ ብእስላም እና ብሙስሊም እንትረአ

ዝፈላልዮ አሎ፡፡ ብ ኣቦ እና ብሰብ ማእከል ልዩነት ከም ዘሎ፡፡ ወዲ ዝበለ

ሰብ ኣቦ እዮ፣ ግን ድማ ኣቦ ምኾን ሓላፊነት ምሸከም እዩ፡፡ እቲ ሰብ

ዘለዉም ሓላፊነት ተዘይፈፂሙ፣ ብርግፅም ፀቡቅ ኣቦ ኣይኾነን፡፡ እስላም

ሐጊና ስርዐት እዩ፡፡ ሙስሊም ንሐጊና ንስርዐት ዘይግዛዕ ተኸይኑ፣ ፁቡቕ

ሙስሊም ኣይኾነን፡፡ ስለዚ እስላም ብሙስሊም ምልካዕ አይካኣልን፡፡

መብዛሐቲኩ ግዜ “እስላም” እና “ሙስሊም” ዝብሉ ቃላት

ብብዝሓት ንሰምዕ፡፡ ብዙዕባ እሰላም ብዙዕባ ሙስሊም ብመፅሄት፣

ብኮሌጅና ዩኒቨርሲቲ መፅሓፋት ነንብብ፡፡ ብዙሕ ዝተሰሓሓቱ፣

መሳሓሓቲ እና ድማ ኾነ ተበሂሉ ዝተዘጋጀው መሳሓሓቲ መረጋገፂ ካብ

ሚድያ ንርኢ፣ ንስምዕ፡፡ እና እዚ ኦም ዝተወሰኑ መሳሓሓቲ መረዳእታታት

እና ሐማቅ ውክልናታት ዝንፀባረቁ ብባዕሎም ሙስሊማት ምኳኑ ዘይክ

ሕደ ሓቂ እዮ፡፡ ከሚዚም ኮይኑ ኣብ ዓለምና ካብ ዝለው ሓሙሽተ

ቢልዮን ህዝቢ ካብ ሕድ ሕድ ሓሙሽተ ሰባት ውሽጢ ሓዲኡ ሙስሊም

እዩ፡፡ ካብ ዓለምና ካብ ዘሎ ህዝቢ ሓደ ሓምሻይ ሙስሊም እዩ! እዚ

ስታቲክ ንስካትኩም ባዕልኩም ካብ ኢንሳይክሎፒድያ ወይ ድማ ካብ

አልማናክ ወይ ድማ ካብ ካልእ ሓበሬታ ምርግጋፅ ትክእሉ፡፡ ከምዚ ካብ

ዓለምና ህዝቢ ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ ሙስሊም ተኾይኑ፣ ከመይ ብዛዕባ

እስላም ዝኾነ ነገር ዘይንፈልን? ብዙዕባ እስላም ሓደ ሓደ ሓቂታት፡፡ ካብ

ዓለምና ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ ቻይናዊ ምኳኑ ተትነግረኩም፣ ብሓቂም

. . . ሓደ ቢልዮን ቻይናዊ ኣብ ዓለም ይርከብ፣ ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ

ቻይናዊ እዩ! እና ካብ ጂኦግራፊካል፣ ካብ ማሕበራዊ፣ ካብ ኢኮኖሚያዊ፣

ካብ ፖለቲካዊ፣ ካብ ፍልስፍና፣ ካብ ታሪካዊ ናይ እና ቻይና ቻይናዊያን

ኩነታት እንተጌሪኑ ብዛዕባ ንሳቶም ፈሊጥና ተለና፣ ከመይ ብዛዕባ እስላም

ተይፈለጥና ቀሪና?

ኣብ አለም ዝለው ሀገራት ብሙሉኦም ናብ ሓደ ዓለም አቀፍ

ሓድንት እንታይ ከምፅኦም ይክዕል? ኣብ የመን ዝርከብ ሓወይ ወይ ድማ

ትርከብ ሓፈተይ ሓወይ ወይድማ ሓፈታይ ከመይ ክገብር ዝክእል፣ ኣነ

ዝመፃኩ ካብ ኣሜሪካ እዩ፡፡ እና እዚ ኤርትራዊ ሰብ ሓወይ ወይ ድማ

ሓፈተይ ከመይ ክገብር ዝክእል፡፡ እና ካልእ ሓው ካብ ኢንዶኔዢያ ከምይ

ሓወይ የከን፡፡ ተኾነ ካብ አፍሪካ ሓው ዝኮነኒ፡፡ እና ካልእ ድማ ካብ

ታይልንድ ሓው ዝኾን፣ ካብ ጣልያን፣ ካብ ግሪክ፣ ካብ ፖላንድ፣ ካብ

ኦስትሪያ፣ ካብ ኮሎምቢያ ካብ ቦሊቪያ፣ ካብ ኮስታሪካ፣ ካብ ቻይና፣ ካብ

ስፔን፣ ካብ ሩሲያ፣ ከምኡኒውን ካብ ካልኦትም. . . እንታይ እዩ ኣሕዋተይ

እና ኣሓተይ ዝገብሮም!? ነሕና ካብ ዝተፈላለየ ባህሊና ናይ ስነ-አዕምሮ

መንነት ተሃለየና’ውን! ብዙዕባ እስላም እንታይ እዩ ወዲያውኑ ከላምደና

ዝክእል እና ከም ኣሕዋት ዘረኣእየና? እዚ ዝተስሓሓተ ግንዛበ ዝተዋሃቦ

ብዙሕ ደቂ ሰባት ዝክተልዎ ናይ ህይወት መንገዲ ትክክል እና ቀንዲ ፀባይ

እንታይ እዩ?

ሓደ ሓደ ሓቂታት ከቅርብ ክሙክር እየ፡፡ ግን ካብብተወስኪ፣

ቅድሚ ኸዚ ከም ዝገላፅክዎ፣ አዕምሮኩም ምክፋት እና ልበኩም ምሃብ

የድልየኩም:- ምክንያቱ፣ ብርጭቆ ደፈአ ማይ ተፈሰሰኩሉ፣ ብፍፁም ኣብ

ብርጭቆ ማይ አይረክብን፡፡ ቅኑዕ እና ዝቅበል ክኸውን አለዎ፡፡ ሓቂታት

ብቻ ግንዛብ ክፍጥሩ አይክእሉን፣ ብሓቂ ንምግንዛብ መክእአል፣ ፅቡቅ

ምኞት፣ ከምኡ’ውን ሓቂታት ናይ ምቅባል እና ናይ ምግንዛብ ክእለታት

ውህደት የድልይ፡፡

“እስላም” ዝብል ቃል ትርጉሙ ምምራክ፣ ምግዛእ እና

ምክታልማለት እዩ፡፡ ንዘልኣለም ዝኾነ ናይ ኣምላክ ሐጊ ምምራክ፣ ምግዛእ

እና ምክታል ማለት እዩ፡፡ “አላህ” ማለት ትክእሉ፡፡ “ፈጣሪ” ማለት

ትክእሉ፡፡ “ናይ ላዕሊ አምላክ” ማለት ትክእሉ፣ “ሓያሉ ጌታ”፣ “ናይ ኩሉ

ጥበበኛ” ዝብሉ ኩሎም ስማት እዮም፡፡

ሙስሊማት ንኣምላክ አላህ ዝብል ናይ አረብኛ ቋንቋ

ይጥቀምዎ፣ ምክንያቱ ብዓረብኛ ካልእ መግለፂ የብሉነ እዩ፡፡ አላህ

ዝብልም ቃል ንዝተፈጠረ ነገር አይዋሃበን፡፡ ንሓያሉ ጌታ ዝንጥቀመሉ

ቃላት ሰባት ንዝፈጠርዎም ነገራት ክህብዎም ይክእሉ፡፡ ንምሳሌ “ሓያሉ

ዶላር::” “ኦ ሰበይተይ ይፈትዋ፣ ንሳ ምርፂት እያ!” ወይ ድማ ! “ንሱ

ምርፁ እዩ፡፡” የለን የለን. . . “አላህ” ዝብል ቃል ምጥቃም እንክእል

ግን ቅድሚ ኸዚ አቀዲሚና ንዝገለፅናዬ እና ኩሉ ንዝፈጠረ ብቻ እዩ፡

፡ ስለ ዝኾነ ካብዚ ነጥቢ ብምልዕል፣ “አላህ” ዝብል ቃል ክጥቐም እዩ፣

ንስካትኩም ብዛዕባመን ከም ዝዛረብ ዘለኹ ትፈልጡ፡፡

እስላም ዝብል ቃል ታሕታዩ “ሰላማ” ወይ ድማ ሰላም ካብ ዝብል ዝመፀ

እዩ፡፡ ስለዚ ድማ፣ ሙስሊም ማለት ንሓያሉ አምላክ ሕጊ ዝተማረከ፣

ዝግዛእ፣ ከምኡ’ውን ዝክተል ማለት እዩ፡፡ እና ብምግዛኦም ሰላሞም

ንምርግጋእን ይረክቡ፡፡ ብቀጥታ ክንረክቦ ዝንክእልም፣ ከምዚ ብዝበላ

ትርጉም፣ ናይ ዓረብኛ ቃል “እስላም” ብደንቢ ዝፈለጥሉ እና ዝተከበሩ

ናይ ሓያሉ አምላክ መልዕክተኛታት እና ነብያትን ብተመሳሳሊ መልክዑ

ከም ዝገለፅ ንርዳእ፡፡ ኩሉ ካብ አዳም፣ ኖህ፣ አብርሀም፣ ሙሴ፣ ዳዊት፣

ሰሎሞን፣ ይስሀቅ፣ እስማኤል፣ ያዕቆብ፣ መጥምቁ ዩሀንስ፣ ሱሌማን፣

እየሱስ ማርያም ልጅ፣ እና መሀመድ (ሰላም ኣብ ኣቶም ይኩንና)

ይካተቱ:: እዚኦም ኩሎም ሰባት፣ እዚኦም ነቢያት እና መልዕክተኛታት፣

ዝመፅኡ ካብ ሓደ ሓያሉ አምላክ እዩ፣ ምስ ሓደ መልዕክቲ፣ ምስ

ዘይልወጥ መልዕክቲ፣ ኩላቶም ሓደ ነገር ይብሉ _ አምላክ ተከተሉ!

ሓያሉ አምላክ አምልኩ እና ናይ ሕይወት ትርጉም ኣምልኡ እና መልካም

ግበሩ፣ እና አብ ቀፃሊ ህይወትኩም ሽልማት ክትረከቡ አኩም፡፡ እሱ እዩ

ኩሎም ዝተናገሩ! ካብኡ ዝበለፀ ኣይትገብሩ! ዝተናገርዎ እዚ ብቻ እዩ፡

፡ በማንም ቋንቋ ይኩን በማንም ጊዜ፣ ካብ ማንም ይምፅኡ፣ ዝተናገርዎ

እዚ ብቻ እዩ፡፡

ቅዱስ መፅሓፍ ብጥንቃቅ ተተንብቡ፣ ብዘይ ንስካትኩም

ትርጉም ኮነ ብዘይ ካልእ ሰብ ተወሳኪ ወይ ድማ ፈጠራ ፡ መልዕክቱ

ቀለል ከም ዝኾነና ኩሎም ነቢያት ካብ ሓዲኡ ክሳብ ካልኦት ዘረጋገፅዎ

ከም ዝኾነ ትርድኡ፡፡ ሓዲኦምም ነብየት “ኣነ አምላክ እየ አምልኩኒ”

አይበሉን፡፡ ብዘለውኩም ቅዱስ ዝበሃሉ መፅሓፋት ኩሉ አይትረክብዎን

ብመፅሓፉ ቅዱስ ኾነ ብቶራህ ወይድማ ብሀዲስ ኪዳን ወይ ድማ

ብመዝሙረ ዳዊት ብማንኛውም መፅሓፉ አይትረክብዎን፡፡ ብነብያት