Previous Page  5 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 5 / 8 Next Page
Page Background

Page 5

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ከም ዝብሉ አንብቡ፡፡ ስለ ባተኾነም ይዛረቦ ዘለኩ ዓለም አቀፋዊ

አፍልጦ ዘለዎና ግልፂ ምኳኑ ትርዱኡ! መሀመድም(ሰ.ዐ.ወ) ብወዲ ሰብ

ታሪክ ውሽጢ ዓብይ ዝነበረ ሰብ እዩ፡፡ እንታይ ከም ዝብሉ አንብቡ፡

፡ ቁርዐን ብጣዕሚ መደነቂ፣ ብስነ-ፅሑፍ ታሪክ ውሽጢ ብጣዕሚ ዓብይ

ዝኾነ ስራሕ እዩ! እንታይ ከም ዝብሉ አንብቡ፡፡ ናይ እስልምና ህይወት

መንገዲም ዘይተወለገደ ዝኾነና ብዝተረጋገአ ስሜት ውሽጢ ዝምደብ እየ! .

. . ተለውጦም አያፈልጥን፡፡

መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ዝተቀበሎ ቅዱስ እና ክብር ዝኾነ መፅሐፍ

“ቁርዐን” ይባሃል፡፡ ሕድ ሕደም ነብያትና መልዕክትኛታት ቅዱስ

መፅሐፍ ተቀቢሎም፡፡ ብቁርዐን ውሽጢም ናይዚኦም ነብያት፣ ናይ

ቅዱስ መፅሓፍም፣ ታሪኮም፣ ናይ ተልዕከከም ምምሃር ብዓብይ ገለፃና

ዝርዝር ተገለፁ፡፡ መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ይፈልጥም? አናጊርዎም? ሓበሪዎም

ተመጊቡ? ናቶም ፅሐፍ ንምፅሓፍ ተሓባቢሩ? የለን፣ ብፈፀም አይኮነን፡

፡ በቁርዐን መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ናይ ዓብይ አምላክ መልዕክተኛ እና ናይ

ነብያታት መወዳእታ ከም ዝኾነ ተገለፁ፡፡

“መሀመድ ካብ ወድታትኩም ናይ ሓደ ሰብ ኣቦ አይኮነን ግን ናይ አላህ

መልዕክተኛ ናይ ነቢያት መደምደሚያ እዩ አላህም ብነገር ኩሉ ፈለጥ እዩ፡፡

” (ቅዱስ ቁርዐን 33:40)

ሙስሊሞት መሀመድን አየምልኩን፣ እኛ “መሀመዳዊያን”

አይኮንናን፡፡ ነሕና መሐመድ ዝብል ሸም ቀየርና “መሀመዳዊያን” ንምባል

መብቱ የብልናን፡፡ የለን፣ ሙሴ ክክተሉ ዝነበሩ ህዝብታት “ሙሴያዊያን”

አይነበሩን፣ ያዕቆብም ክክተሉ ዝነበሩ ህዝብታት “ያዕቆባዊያ” አይነበሩን፡

፡ ወይ ድማ አብራሃምን ክክትሉ ዝነበሩ ህዝብታት “አብራሃማዊያን”

አየተብሉን፡፡ ወይ ድማ “ዳዊታዊያን”. . . የለን፣ የለን፣ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ

ሰባት ባዕልቶም “ክርስቲያን” አሎም ይፅውዑ? ክርስቶስ ባዕሉ “ክርስቲያን”

አሉ አይፀወዐን፣ ስለዚ ከመይ ሰባት ባዕልቶም “ክርስቲያን” አሎም

ይፅውዑ?

እየሱስ ክርስቶስ ከም ዝጸናገሮ ካብ ዓብይ አምላክ ዝተቀበሎ

ነገር ኩሉ ናይ አምላክ ቃል እዩ፣ እና ዝስመዖ ዝተናገሮ እዩ! እና ዝስመሮ

ዝተናገሮ እዩ! ዝገበሮም ከምዚ እዩ! ስለዚ ከመይ እዚአቶም ሰባት

ባዕልቶም “ክርስቲያን” ኢሎም ይፅውዑ? ክርስቶስ ምምስል ይግበአና! እና

ክርስቶስ መን ይመስል ነይሩ? እሱ ናይ ልዑሉ አምላክ መገልገሊ ነይሩ፤

ስለዚ ነሕናም ናይ ልዑሉ አምላክ መገልገሊ ክንኾን ይግብኣና፣ በቃ እዚ

እዩ!

ናይ መጨረሻ ቅዱስ መጽሓፍ እና ራዕይ ከም ዝብሎ፣ ቁርዐን

ብጣዕሚ ግልፂና ሓፂር መልዕክቲ አቀሚጡ፣

“. .ሎማዕነቲ ሀይማኖትኩም ነዓኻትኹም መለአልኩም ፀጋይም ኣባኩም

ውሽጢ ፈፂመዩ፡፡ንዓኩም እስላምን ካብ ሀይማኖት ውሽጢ ፈትዩ”

(ቅዱስ ቁርዐን 5:3)፡፡

ስለዚ እስላም ዝብል ቃል ዝመፀ ካብ ቁርዐን ውሽጢ እዩ፡

፡ ምክንያቱ፣ ግንባትኡ እንትውዳእ፣ “ህንጻ” አልኩም ከምትፅውዕዎ፡

፡ መኪናም ገና አብ ምግጥጣም ከሎ “አውቶሞቢል” አይኮነን _

ብምግጥጣም ውሽጢ ዝሎ እዩ! አብ ዝውድአሉ እዋን፣ መረጋገፂ

ይወሃቦ፣ሙከራ ይዝወር _ ድሕሪ እዚ እዩ አውቶሞቢል ዝበሃል፡፡ እስላም

ብራዕይ ተማለኩ ከሎ፣ ብመፅሐፍ፣ ብነብይ መሀመድም(ሰ.ዐ.ወ) ምሳሌ

ምስ ኾነ “እስላም” ተባሂሉ፡፡ ዝተማልኦ ህይወት አካል ኾይኑ፡፡

ስለዚ ሐድሽ ነገር ቃሉ ነይሩ . . . ተግባሩ ኣይነበረን . . . ተግባሩ

ኣይነበረን . . . ነብይ ኣይነበረን. . . ናይ አምላክ አምላክ ትዕዛዝ ኣይኮንን .

. . ሓድሽ አምላክ አይኮነን . . . ሓድሽ ራዕይ አይኮነን . . . እስላም ዝብል

ሽም ብቻ እዩ ሓድሽ ዝነበረ፡፡ እና ቅድሚ ኸዚ ከም ዝተናገርክዎ፣ ነብያት

ኩሎም እንታይ ነይሮም? ሙስሊም ነይሮም፡፡ ክተሰታውስው ዝግባእ

ካልእ መፈለይ መሀመድ፣ ካብ ቅድሚ ኸዚ ዝነበሩ ብዝተፈለየ ንዓረባት

ወይ ድማ ንባዕሉ ህዝቢታት ብቻ አይኾነን፡፡ ምንም እንኳን ናይ አብዱላህ

ወዲ ነብይ መሐመድ ብዓረብ ምድሪ ብመካ ከተማ ብትውልድ ዓረብ

ኾይኑ ተተወለደም፣ እስላም ንዓረባት ብቻ አይኾነን ዘምፁኦ፡፡ እስላምን

ንመላእ ህዝቢ እምበር፡፡

ምንም እነኳ ቁርዐን ዝተፃሓፈ ብዓረብኛ ቋንቋ ተኾነ፣ ናይ

መሀመድ መልዕክቲ ንዓረባት ብፍልዩ ዝቀረበ ወይ ድማ ንዓኣቶም ከም

ዝተተርጎመ ክመስለና አይግባእን፡፡ ብቅዱስ ቁርዐን አላህ ከምዚ አሉ፣

“(መሀመድ ሆይ!) ንዓለማት ሕዝነት ገይረና እምበይ አይላኣከናካይ፡፡”

(ቅዱስ ቁርዐን 21:107)

ነብዩ መሀመድ(ሰላም ንዑኡ ይኩንና) ከምዚ አሉ፡

ደቂ ሰባት ኩሎም ካብ አዳምና ካብ ሄዋን እዮም፣ ዓረብ ዝኾነ ዓረብ

ብዛይኾነ ሰብ ላዕላዊነት የብሉን፣ ዓረብ ዘይኾነም ዓረብ ብዝኾን ሰብ

ላዕላዊነት የብሉን፤ ፃዓዱም ብፀለምቲታት ላዕላዊነት የብሎምን ፀለምቲም

ብፃዕዳታት ላዕላዊነት የብሎምን ካብ መልካም ተግባር እና ካብ ታኣማኒነት

በስተቀር፡፡

ብኸምዚ ተግባር፣ መሀመድ (ሰ.በ.ላ.ይ) ናይ መወዳእታት

ቅድም እሱ ዝነበሩ ዓበይቲ ነብያታት እና መልዕክተኛታት ዘውድ እዩ፡፡

መብዛሕቲኡ ሰብ _ ብዛዕባ እዚ መረጃ እንኳን አይፈልጥን፡፡

ብአቀራርባይ ውን ቁርዐንን ከም ድጋፍ መረጃ ይጥቀመሉ ስለ ዝኾነ፣

ብዛዕባ ባዕሉ ቁርዐን ዝተወሰነ መረጃ ክህበኩም፡፡ ብመጀመሪያ፣ ቁርዐን

ናይ መለከት ራዕት ውፂኦት ከም ዝኾነ ምክንያት ንመምሪሒታት ዝተላአኮ

እዩ፡፡

አላህ ከም ዝተናገሮ፣

“ካብ ልብ ወልድም አይናገርን::”

“ንሱ (ዘረብኡ) ዝወርድ ራዕይ እምበይ ካልእ አይኮነን::” (ቅዱስ ቁርዐን

53:3-4)

መሀመድ ንባዕሉ አይተናገረን፣ ናይ ባዕሉ ሓሳብ፣ ናይ ባዕሉ

ምኞት፣ ወይ ድማ ናይ ባዕሉ ስሜታዊነት እና መንፈስ አይኮነን ዝተናገረን፡

፡ ግን፣ እስ ኩሉ ንዑስ ብራዕይ ዝተገለፁ እዩ! እዚ ናይ አላህ ንግግር እዩ፡፡

ስለዚ፣ ናይ ቁርዐንና ታኣማኒነት ከእምነኩም፣ ከረጋግፅ ዘለኒ _ ሓደ፣ ከምዚ

ዓይነት መፅሐፍ ንምፍጣር ንመሀመድ ዘይካኣል እዩ፡፡ ክልተ፣ ንወዲ - ሰብ

ዝኾነ ኩሉ ከምዚ ዓይነት መፅሐፍ ንምፍጣር ብኸምዚ ዘይከአል ከም

ዝኾነ የረጋግፀልኩም፡፡ እስቲ ንሐስበሉ፡፡

ቁርዐንም ከምዚ ይበል፣ “ ካብኡም ብዝተዳለወ መርጊያ ውሽጢ ናይ

ፋቶት ጠብታ ነይረናዮ፡፡ ካብኡም ጠብታዋን (ብኣርባ ማዓልቲ) ዝረገአ