Previous Page  4 / 8 Next Page
Information
Show Menu
Previous Page 4 / 8 Next Page
Page Background

Page 4

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ንግግርም አይትረክብዎን፡፡ ናብ ገዛኩም ኬድኩም ብመፅሓፍ ቅዱስ

ገፃት በሙልኡ ድልይዎ፣ እና ዋስትና ጠጠው ይብል _ ንሓደ ጊዜ እንኳ

አይትረክብዎን፡፡ ማንም! ስለዚ እዚ ኩሉ ካበይ መፂኡ? እዚ እዮም

ምፅራይ ዝለኹም ነገር፡፡

በከምዚ ዝበለ አገላለፃ፣ ናይ አረብኛ ቃል ኩሎም ነቢያት ዝገበርዎ ከም

ዝገልፅ ንሪኢ፡፡ ኩሎም ነቢያት መፂኦም ንአምላክ ተገዛእቲ እዮም ዝኾኑ፤

ናይ አምላክ ምርከኛታት ኮይኖም፣ ናይ አምላክ ህዝቢ ተባሂሎም፤ እና

ሰባት ፅብቅ ነገር ክክተሉና ክዳልዩ እዩም ዝጠየቁ፡፡ ናይ ሙሴ ዓሰርቲኦም

ትእዛዛት _ እንታይ ነይሮም? ናይ አብርሃም ንግግር _ እንታይ ነይሩ ?

ናይ ዳዊት መዝሙር _ እንታይ ነይሩ ? ናይ ሰሎሞን ምሳሌያዊ ንግግር

_ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ? ናይ እየሱስ ክርስቶስ ወንጌል _ እንታይ

ነይሩ ዝተዛረበ ? መጥምቁ ዮሀንስ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ? ይስሀቅ እና

እስማኤል እንታይ ነይሩ ዝተናገረዎ? ሙሀመድስ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ?

ካብዚ ንላዕሊ ዝበለፀ እንታይ አሎ!

“አላህን ሀይማኖትን ንዑኡ ብቻ መፃረይቲ ቀጥተቻታት ከይኖም ክግዝእሉ

ሶላትንም አስተካኪሎም ክሰግዱ ዘካንም ክህቡ እምበይ ዘይተኣዘዙ

እንትኾኑ (ተፈላልዮም) እዚም ናይ ቀጥተኛ (ሀይማኖት) ድንጋገ እዩ፡፡

(ቅዱስ ቁርዐን 98:5)

አላህ ዝተናገሮ እዚ እዩ፡፡ ዝተኣዘዙም ብዘይካ አላህ ከየምልኩ፣

ንዑኩም ዝተአመኑ ክኾኑ፡፡ እና እዚ እዩ ነይሩ ቀጥ ዝበለ መንገዲ፣

ናይ መጀመሪያ መልዕክቲ፡፡ ብተመሳሳሊ አበሃህላ፣ ነብያትንም ኮነ

መልዕክተኛታት ሙስሊም ከም ዝነበሩ ምሕሳብ ግድ እዩ፣ ምክንያቱ

“ሙስሊም” እንታይ እዩ? ብዛዕባ ዓረብኛ አገላለፅ አይጥሕሰቡ፣ ከመይ

ከም ዝነቅርቦም አይትሕሰቡ _ ብዛዕባ መካ አይትሕሰቡ ወይ ድማ ብዙዕባ

ሳዑዲ አረቢያ ወይ ድማ ብዙዕባ ግብፂ፡፡ አይኮነን! “ሙስሊም” ስለ ዝብል

ቃል ሐስቡ፡፡ ንሱ ባዕሉ ንአምላክ ኣሕለፍ ዝሃበ፣ ናይ ሓያሉ አምላክ ሕዚ

ዝክተል፣ በዚ ምክንያት ብተፈጥሮ ወይ ድማ ብሓሳባዊ ቁዘማ መልክዕ _

ማንንም ባዕሉ ንሓያሉ አምላክ ኣሕሊፍ ዝህብ ሙስሊም እዩ!

ስለዚ፣ ሕፃን ቆልዓ አምላክ ብዛፈቀደ ሰዓት ካብ አዲኡ

ማህፀን ምውፃእ ጀሚሩ እንታይ እዩ? ሙስሊም ድዩ፡፡ ፀሐይ ምህዋሯን

ተፀቢያ እንትዘር _ እንታይ እያ? ሙስሊም ድያ፡፡ ናይ መሬት ስሕበት

ሕኒ _ እንታይ እዩ? ናይ ሙስሊም ሕኒ ድዩ? ባዕሉ ንዓብይ አምላክ

ተገዛኢ ዝነበረ ኩሉ ሙስሊም እዩ! ስለዚ፣ ብፍቃደኝነት ዓብይ አምላክ

እንተንክተል ሙስሊም ኢና! እየሱስ ክርስቶስም ሙስሊም ነይሩ፡፡

ዝተባረከት ኣዲኡም ሙስሊም ነይራ፡፡ አብርሀም ሙስሊም ነይሩ፡፡ ሙሴ

ሙስሊም ነይሩ፡፡ ኩሎም ነቢያታት ሙስሊማት ነይሮም! ግን ናብ ህዝቦም

መፂኦም እንትዙረቡ ብዝተፈላለይ ቋንቋ ነይሩ፡፡ ነብዩ መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ)

አረብኛ ተናጋሪ እዩ፡፡ እና ስለዚ፣ ብዓረብኛ ቋንቋ ተገዛኢ እና ተማራኪ

ዝኾነ እንተኸይኑ ሙስሊም እዩ፡፡ ኩሎም ናይ ሓያሉ አምላክና ነብያት

እና መልዕክተኛታት ኩሉ ናብ ዓለም ዘመፅእዎ መልዕክቲ መሰርታዊና

ተመሳሳሊ እዩ _ “ሓያሉ አምላክን አምልኩ፤ ንዑንም ተኣመኑ፡፡” ኩሎም

ዝፈለጥዎም መልዕክተኛታት መልዕክቲ እንትን ምርምር፣ እዚ ሓቂ

ብቀሊሉ ምድምዳም ንክእል፡፡

ግጭት ዝፈጠርም፣ ብዝተሳሓሐተ ድምዳሜ፣ ብፈጠራና ብምግናን፣

ብግለሰባዊና ብዘይተረጋገፁ ትርጋሜታት፣ ብታሪክ ፅሑፍ መዘከሪታት፣

ብምሁራን፣ እና ብግለሰባት ውፅኦት እዩ፡፡ ንምሳሌ፣ ንስካትኩምም

ቅድሚ ከዚ ክተስተውዕሊዎ እትክእሉ ነገር ከሪአኩም (ክሕብረኩም)፡

፡ ኣነም ሙስሊም ቅድሚ ምኳነይ ከም ክርስቲያን ሪኢየዬ ዝነበረና

ዘየገና ዘብኩሉ፡፡ ብብሉ ኪዳን አምላክ ሓደ እዩ _ ሓለቃ እና ጌታ፣ ናይ

ዓለም ኩሉ ንጉስ ከም ዝኾነ ይጠቅስ፡፡ ሙሴ ዝተዋሃበ ናይ መጀመሪያ

ትእዛዝም፣ ናይ ሙውታን ስዕልታት ከምልክ ዘይፈቀድ፣ ኣብ ገነት ዘለው

ኣብቃላይ ባሕሪም ኮነ አብ ምድሪ ክተነብሩ ምስጋድ ፈፁም ዝተከልከለ

እዩ፡፡ ኩሎም መልዕክተኛታት ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ተናገሮም

እዩም፡፡ ብብሉይ ኪዳን ውሽጢ ድማ ተደጋጊሙ ንረክቦ፡፡ ብምቅፃልም፣

ከም አጋጣሚ ኣራባዕቲኡ መረጋገፂ ንረክብ _ አርባዕቲኡ ወንጌላት

ማቴዎስ፣ ማርቆስ፣ ሉቃስ እና ዮሀንስ ተባሂሎም ይፅውዑ፡፡ ማቴዎስ

መን? ማርቆስ መን? ሉቃስ መን? ዮሀንስ መን? አርባዕተ ዝተፈላለዩ

ወንጌላት ብአርባዓን ሽምንተን ዓመታት ልዩነት ውሽጢ ዝተፃሓፉ፡

፡ ሓዲኦምም እንተኾነ፣ ሐድ ሕደም የትጣመሩን፣ ሓዲኦምም እንተኾኑ

ናይ ኣብኦም ሽም አይፃሓፉን፡፡ ነዚ ወርሒ ደሞዝኩም ቼክ ላይ ናተይ

ሽም ብቻ ፅሒፈ ካብ ባንኪ ክትወስድ ተትነግረኩም _ እቲ ቼክ ትቅበሉ?

የለን፣ አይትገብረዎን . . . ፖሊስ ጠጠው ተተብለኩም ማንነትኩም ዝገልፅ

ተትፕይቀኩም ናትኩም ሽም ብቻ ዘለዎ መስታወቂያ ወይ ድማ ፓስፖርት

ዝቅበለኩም ይመሰለኩም? ብመጀመሪያ ሽምኩም ብቻስ ፓስፖርት

ትረክቡ? ኣዴኩም እና ኣቦኩም ሓደ ናትኩም ሽም ብቻ ይህብኩም?

ብወዲ ሰብ ታሪክ ውሽጢስ ሓደ ናይ ባዕልከ ሽም ብቻ ከም መረጃ ዝቅበል

ኣይኑ እዩ, እኮ ኣይኑ? ማንም! ካብ ሀዲስ ኪዳን ውጪ፡፡

እና ከመይ ናይ ኣቦ ሽም እንኳን ዘይፈልጡ ብምምስል አርባዕተ ሰባት

ዝተፃሓፊ አርባዕተ ወንጌላት ውሽጢ እምነትኩም ትምስርቱ? ብምቅፃልስ፣

ካብዚኦም ኣርባዕተ ወንጌላት ምስኾኑም፣ ዓሰርተ ሓሙሽተ ተወስኪ

መፅሓፉ ክርስቲያናት ክቐትል፣ ክወቅዕ፣ ክገርፍ ዝነበረና እየሱስም

ብሕልሙ ምርኦይ ብምንጋር እምነቱ ብዝለወጠ ሰብ ተፃሐፈ፡፡ እና ናይ

እየሱስ ስባኪ ልምዃን በቂዑ፡፡ ብዛዕባ ሂትለር ተትነግረኩም፣ እቶም

ኩሉም አይሁዳት ምስ ቀተላ ንድሕሪት፣ ንሱ ባዕሉ ክድሕን ተትውስን፤

ክርስቶስም ወይ ድማ ሙሴን ስለ ዝረከበ አይሁድ ተትኾነ፤ ብቶራህ

ውሽጢ ዝውከል ዓስርተ ሓሙሽተ መፅሓፋቲ ተትፅሕፍ _ በአይሁዳት

ተቀባሊነት ይረክብ? የለን፣ ተቀባሊነት አይህልዎን፡፡ ስለዚ ከመይ

አረባዒቲኡ መፅሓፋቲ ናይ ኣቦ ስም ብዛይብሎም ተፃሒፉ፣ እና ዓሰርተ

ሓሙሽተ ካልኦት መፅሓፋቲ ድማ ብካሊእ ሰብ ተፃሒፎም _ በቲ ግዜ እዩ

አምላክ ንመጀመሪያ ግዜ ሰብ ዝተባሃለ፣ በቲ ግዜ እዩ አምላክ ንመጀመሪያ

ግዜ ሰላስተ እዩ ዝተባሃለ፣ እና ንመጀመሪያ ግዜ አምላክ ህፃን ዝተዋሃበ _

እዚ ከመይ ንክርስቲያናት ተቀባሊነት ይህልዎ? እኮ ከመይ? ሐስብሉ! በዚ

ነጥቢ አይንከራከርን፡፡ ክትሓሰብሉ ብቻ እዩ፡፡

ናይ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ምምፃእ ሓዲሽ ሓዲሽ ሀይማኖት

አየምፀአን ወይ ድማ ሓደ ሓደ ሰባት ብፁልማትነት ከም ዝብልዎ

ዝተፈለይ ዓይነት ናይ መንባብሮ መንገዲ አየምፀኦን፡፡ ብተቃራኒኡ፣

ብግሊ ባህሪኡም ኮነ ካብ ሓያሉ አምላክ ብራዕይ ብዝተቀበሎ መንነት፤

ነብዩ (ሰ.ዐ.ወ) ቅድሚ እሱ ዝነበሩ መልዕክተኛታት ነብያትን ህይወት እና

መልዕክቲ አረጋገፁ፡፡ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ዝተቀበሎ ክቡር ክባርና

ቅዱስ ዘኾነ መፅሐፉ ቁርዐን ይባሃል፡፡ ትርጉሙም “ዝንባብ ዝኾነ” ማለት

እዩ፡፡ ምክንያቱ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ቁርዐን አይፃሓፎን፡፡ ቁርዐን

አይደረሰን፡፡ ማንም ቁርዐን ንክፅሕፍ ክሕግዝ አይመፀን፡፡ እና ማንም

ኣብዚ ውሽጢ ምስኡ አይተጣመረን፡፡ መልአኩ ገብሪኤል እዩ ቃላቶቹ

ዘንበበሉ! ዓብይ አምላክም ብልኡ ክንክቅበከል ገይርዎ፡፡ ናይ ነብይ

መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ልብም ንክቅበል ተገሊፅሉ ስለ ዝነበረ ቁርዐን ነዚ ኩሉ

ዓመታት ብዘይ ምንም ለውጢ ክህልየና ኪኢሉ እዩ፡፡ ኣብ ዓለም ከም

ዝነበረ ብዘይምንም ለውጢ ዝተትሓዘ ካልእ ትፈልኛዎ መፅሓፍ አሎ?

ምንም መፅሐፍ የለን . . . ቁርዐን ብቻ::

እዚ ኣነ ዝባልኩ ከይ መሰለኩም! ናብ ቤተ መፅሓፍቲ ኬድኩም

ኢንሳይክሎፒድያ ብሪታኒካ እንታይ ከም ዝብል ኣንብቡ፣ ወይ ድማ ናይ

ዓለም ኢንሳይክሎፒድያ ወይ ድማ አሜሪካውያን ኢንሳይክሎፒድያ፣

ወይ ድማ ካልእ ብሙስሊም ዘይተፃሓፈ ዓለም አቀፍ ኢንሳይክሎፒድያ

ብዙዕባ እስላም፣ ብዙዕባ ቁርዐን፣ ብዙዕባ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) እንታይ